ትግርኛ


ንሕና ኣብ በይ ኤርያ ዘሎና ክርስትያናት በቲ ኣምላኽ ዝኸፈተልና ናይ ወንጌል ደገ

  •  ብጸጋ ኣምላኽ

  • ብሕብረት ኣሕዋት 

  • ብቓል ኣምላኽን ብመዝሙርን 

  • ሓድሕዳዊ ምትህንናጽን ብምድግጋፍን

እናተሃናነጽና ሂወትና ንመርሕ ኢና። 

እቲ  ኣምላኽ ንቤት-ክርስትያኑ ዝሃባ በረኸት ንኹሉ ሰብ ሙኻኑ ንኣምን፡ ሰለዚ ድማ 

ብእምነት  ቃል  እግዚኣብሄር :ንኹሉ ክበጽሕ ንነግርን፡ ን ዝመጽኡ ኣጋይሽ ብፍቕሪ ንቕበልን።

ኣብዚ ሓላፊት ዓለም ኮይና:ነቲ ዘይሓልፍ ክብሪ ጎይታናን መድሓኒና የሱስ ክርስቶስ ምምላሱ እናተጸበና፡ 

  • መጽሓፍ ቅዱስ ንምህር:

  • ኩሉ ሰብ ንሓድሕዱ ብምድግጋፍ ጾር ሓድሕዱ ክጸውር ነተባብዕ:

  • ብፍቕሪ ኣምላኽ ተደሪኽና  ንምዕድን፡ሰባት ብመንፈሳዊ ጥበብ ክዓቢ ንጽዕት:

ናይ ኣምልኾ ኣገልግሎት ኩሉ ግዜ ሰንበት ኣሎና።

  • ብትግርኛ ካብ ስዓት 10:30 ቅ.ቀ (ን ቆልዑን መንእሰያትን ዝኸውን (in English ))መደብ ኣሎ ።

  • ብኢንግሊዘኛ ካብ ስዓት 10:30 ቅ.ቀ

“..ካብታ ኣብ ክርስቶስ የሱስ ጐይታና ዘላ ፍቕሪ ኣምላኽ ከቶ ኺፈልየና ኸም ዘይኰነሉ፡ ኣርጊጸ ኣሎኹ እሞ፡ በዚ ዂሉ በቲ ዘፍቀረና ኣጸቢቕና ንስዕር ኢና።” — ሮሜ 8:38-39

Previous
Previous

English Worship

Next
Next

Connect